ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ዑመር ኣልበሽር ካብ መዝነቶም ከምዘይወርዱ ኣፍሊጦም


ፕረዚደንት ዑመር ኣልበሽር ካብ መዝነቶም ከምዘይወርዱ ኣፍሊጦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:05 0:00

መራሒ’ታ ንዝሓለፈ ኣርባዕተ ሰሙናት ብጎነጻዊ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ትሕመስ ዝቐነየት ሱዳን ፕረዚደንት ዑመር ኣልበሽር ካብ መዝነቶም ከምዘይወርዱ ትማሊ ሶኑይ ኣፍሊጦም። ንሶም ንደገፍቶም ኣብ ናይላ ደቡብ ዳርፉር ኣብ ዘስምዕዎ መደረ “መንግስቲ ብናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣይቕየርን” ኢሎም።

XS
SM
MD
LG