ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ኣልበሽር ሓድሽ ቀ/ሚ ሸይሞም፡ ዜጋታት ድማ ኣንጻር ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ዝካየድዎ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ይቕጽሉ

ፕረዚደንት ኣልበሽር ሓድሽ ቀ/ሚ ሸይሞም፡ ዜጋታት ድማ ኣንጻር ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ዝካየድዎ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ይቕጽሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:46 0:00

ፕረዚደንት ኣልበሽር ሓድሽ ቀ/ሚ ሸይሞም፡ ዜጋታት ድማ ኣንጻር ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ዝካየድዎ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ይቕጽሉ። ፕረዚደንት ዑመር ኣልበሽር ትማሊ ሰንበት ሓድሽ ቀዳማይ ሚንስትር ሸይሞም፡ እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሱዳናዊያን ፕረዚደንት ኣል በሽር ካብ መዝነቶም ክወርዱ ዝጠልብ ናይ ተቓውሞ ስልፊ ቀጺሎሞ ኣለው።

XS
SM
MD
LG