ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶ/ር ነጋሶ ጊዳዳ ዓሪፎም


ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶ/ር ነጋሶ ጊዳዳ ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ዓሪፎም።

ዶ/ር ነጋሶ ፈላማይ ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፖብሊክ ኢትዮጵያ ብምዃን ንሸውዓት ዓመታት ኣገልጊሎም’ዮም።

ዶ/ር ነጋሶ ጊዳዳ ብሕማም ኣብ ጀርመን ክሕከሙ ድሕሪ ምጽንሖም ኣብ መበል 76 ዓመት ዕድሚኦም ትማሊ ዓርቢ ዓሪፎም።

ንነዊሕ ሓቢሮም ዝሰርሑ ሚንስተር ምክልካል ኢትዮጵያ ነበር ኣቶ ስየ ኣብርሃ “ዶ/ር ነጋሶ ጊዳዳ ብመንፈስ ጽኑዕ ንዝኣምነሉ ዝገብርን ዝዛረብ ተባዕ ሰብ’ዩ” ክብሉ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶ/ር ነጋሶ ጊዳዳ ዓሪፎም
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:39 0:00

XS
SM
MD
LG