ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምክትል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣዘራርሪቡ


ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ቀዳም 26 ጥቅምቲ ብምክትል ዋና ጸሓፊ ሚስ ኣሚና ሞሓመት ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ተቀቢሉ ኣብ ዓዲ ሃሎ ከምዘዘራረበ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ሚንስትሪ ዜና ኤርትራ ሻባይት ገሊጹ።

እቲ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ዝተፈላለዩ ሚንስተራት ተራኺቡ ኣብ ምሕያል ዓቕምታት ደቂ ኣንስትዮ፡ኣብ ዞባዊ ውህደትን ሽርክነታዊ ዝምድና ኤርትራን ሕቡራት ሃገራትን ዘተኮረ ዝርርብ ከምዘካየደ ሻባይት ገሊጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG