ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጽባሕ ቀዳም አዲስ አበባ ክበጽሑ’ዮም


ብፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ጽባሕ ቀዳም ሓምለ 14 አዲስ አበባ ከምዝኣትው ተገሊጹ።

እዚ ዝተገልጸ ፕረ. ኢሳያስ ሎሚ ኣብ መመረቕታ መበል 31 ሃገራዊ ኣገልግሎት ሳዋ መደረ ኣብ ዘስምዕሉ እዋን’ዩ።

እቲ ምብጻሕ ኣብ መንጎ ክልቲኣን ሃገራት ተጀሚሩ ዘሎ መስርሕ ሰላምን ምትሕብባርን ክብ ዘብል’ዩ ክብሉ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ኣብ ናይ ትዊተር መልእኽቶም ገሊጾም።

ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር አብይ አሕመድ ዝኾኑ ኣቶ ፍጹም ኣረጋ ኣብ ዘውጽእዎ ናይ ትዊተር መልእኽቲ ብወገኖም: ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስራሕ ዑደት ጽባሕ አዲስ አበባ ከምዝበጽሑ ኣረጋጊጾም ኣለው።

ኣብዚኣ'ሞ

ተጋሩ ነበርቲ ከባቢ ዶብ ድልየት ሰላም ንምግላፅ’ዩ ብዝብል ናብ ኤርትራ ዝገብርዎ ምስጋር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG