ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ፎርማጆ ሎሚ አዲስ አበባ ኣትዮም


ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ፎርማጆ ሎሚ አዲስ አበባ ኣትዮም።

ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ምስ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ተራኺቦም ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃን ክልቲኣዊ ዝምድናን ምዝርራቦም መሓውራት ውሽጢ ሃገር ኢትዮጵያ ሓቢረን።

ዑደት ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ አካል’ቲ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ንምስፋንን ቁጠባዊ ዝምድና ንምሕያልን ዝጀመርዎ ዲፕሎማሲያዊ ምንቅስቃስ ምዃኑ ተገሊጹ’ሎ።

XS
SM
MD
LG