ኣስመራ —
ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ሶማል መሓመድ ኣብዱላሂ መሓመድ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብዝገበረሉ ዕድመ ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ጽባሕ ቀዳም ኣስመራ ከኣቱ’ዩ።
ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ኣብዱላሂ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝጸንሓለን መዓልታት፡ኣብ ክልተኣዊ ዝምድናታትን ንክልቲኦም ሃገራት ኣብ ዘገድሱ ዞባዊ ምዕባለታት ከምዝዝትዩ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ጸብጺቡ።