መሕተሚ
ኣብ መንጎ ሕጹይ ዲሞክራቲክ ፓርቲ ጆ ባይደንን ሕጹይ ሪፖብሊካን ፓርቲ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝካየድ ናይ መወዳእታ ክትዕ ብቐጥታ ተኸታተሉ
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።