ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፓርላማ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ንዝፍጸሙ መጥቓዕቲታት መፍትሒ ዘናድይ ኮሚቴ ምቛሙ ሓቢሩ


ፋይል
ፋይል

ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ኣብ’ታ ሃገር ንዝፍጸሙ መጥቓዕታትን ፍታሕን ዘናድይ ሓደ ኮሚቴ ከምዘቆመ ገሊጹ።

እቲ ፓርላማ ኣብ ናይ ሎሚ ረቡዕ ሓምለ 7,2022 ኣኼብኡ፣ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊያን ሰባት ዝፍጸሙ መጥቓዕታት መኺሩ፣ ኣብ ኩሉ ከባቢታት’ታ ሃገር፣ ሞትን መቁሰልቲን ከምኡ'ውን ኣብ ልዕሊ ንብረት መጥቓዕቲ ዝፈጸሙ ብሕጊ ንክሕተቱ ጸዊዑ ኣሎ።

እዚ ከምዚ'ሉ ከሎ፣ ኣብ ዞባታት ወለጋን ከባቢኣን፣ ኣዋጅ ህጹጽ ጊዜ ንክትግበርን፣ ኣብ ትሕቲ ፌደራላዊ መንግስቲ ንክኣቱን፣ ሰልፊ ብሄራዊ ንቅናቄ ኣምሓራ ጸዊዑ።

XS
SM
MD
LG