ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ፎረም ፌደራሊስት ሓይልታት ኢትዮጵያ' ጥምረት ምምስራቱ ተገሊፁ


ኣባላት እቲ ጥምረት ዝኾኑ ውድባት ብሓባር ቐፃሊ ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ብሓባር ከምዝወዳደሩ ድማ ተሓቢሩ::

ናብ ውድብ ብልፅግና ንዘይምእታው ዝወሰነ ህወሓት ሓዊሱ ልዕሊ 40 ውድባት ፖለቲካ ሓቢሮም ኣብቲ ምርጫ ንምስታፍ ትማሊ ተፈራሪሞም::

ንፕረዚዳንት እቲ ጥምረት ኣይተ ደረጄ በቀለ ብምዝርራብ ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

'ፎረም ፌደራሊስት ሓይልታት ኢትዮጵያ' ጥምረት ምምስራቱ ተገሊፁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:47 0:00


XS
SM
MD
LG