ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፍሉይ ክእለትን ቅልጣፈን ዝውንን በዓል ሞያ ምሕራድ(ምጥባሕ)ናይ ሕሩድ እንስሳታት


ሳሚኤል ሓጎስ ኣብ 40ታት ዝረከብ ኣብ ምሕራድ ከብትን ካልኦት ናይ መግቢ እንስሳታትን ዝነጥፍ በዓል ሞያ’ዩ።ነቲ ስራሕ ገና ወዲ 12 ዓመት ከሎ’ዩ ጀሚርዎ። ኣብቲ ሞያ ብዝውንኖ ቅልጣፈ፡ ጽፈትን ፍሉይ ክእለትን ከኣ ብዙሓት ዓማዊል ከጥሪ ከምዝኸኣለ ይዛረብ።

ንከብቲ ካብ 15- 40 ደቓይቕ፡ንደርሆን ማንቲለን ኣብ ውሽጢ 5 ደቓይቕ ከምዝውድእ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝገበሮ ጻንሖት ገሊጹ’ሎ። ሳሚአል ንኣሰራርሓን ዓይነትን ናይ ሞያ ምሕራድ ብምግላጽ ይጅምር።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG