No media source currently available
ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ ግዝኣት ሜሪላንድ ዝመደበራ 'ኤረ-ስታር' ዝተባህለ ስፖርት ክለብ ፥ሎሚ ዓመት ከባቢ 20 ዝኾኑ መብዛሕቲኦም ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ፥ ፍሉይ ኣገባብ ምፍንታት ተኸቲላ ኣመሪቓ'ላ።