ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፍሉይ ስነ ስርዓት ምረቓ አባላት ስፖርት ክለብ ኤሪ-ስታር ኣብ እዋን ዓለምለኸ ለበዳ ቫይረስኮሮና


ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ ግዝኣት ሜሪላንድ ዝመደበራ 'ኤረ-ስታር' ዝተባህለ ስፖርት ክለብ ፥ሎሚ ዓመት ከባቢ 20 ዝኾኑ መብዛሕቲኦም ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ፥ ፍሉይ ኣገባብ ምፍንታት ተኸቲላ ኣመሪቓ'ላ።

ስነ-ስርዓት ምርቓን ኣፍልጦን ድማ ዝሓለፈ ቀዳም ሰነ 13,2020 ተኻይዱ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG