ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፍሉይ ሙዝቃ ንምስማዕ ተዳለዉ ይብል ኣሎ ስነ-ጥበባዊ ተዳሎ ዮሃንስ


ፍሉይ ሙዚቃ ንምስማዕ ተዳለዉ ይብል ኣሎ ስነ-ጥበበኛ ተዳሎ ዮሃንስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:09 0:00

ፍሉይ ሙዝቃ ንምስማዕ ተዳለዉ ይብል ኣሎ ስነ-ጥበባዊ ተዳሎ ዮሃንስ

ምስ ምትራፍ ካሴታትን ሲዲን ኣልቡም ምውጻእ፡ ብሕልፊ እኳ ኣብ ኤርትራ፡ ኣዝዩ ከቢድ ኰይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ተዳሎ ዮሃንስ ግን 15 ደርፍታት ዝሓዘት “ተዳሎ” ዝኣርእስታ ኣልቡም ኣብ ቀረባ እዋን ዘርጊሑ ኣሎ።

ኣብ ሞያ ላቦራቶሪ ሕክምና ዝሰርሕ ተዳሎ፡ ወዱ ንህቡብ ተዋሳኢ ዮሃንስ መሓሪ (ባባ ጆን) ኰይኑ፡ ካብ ኣርእስታ ጀሚርካ ኣብዛ ኣልቡም ኣርእዩዎ ዘሎ ፍሉይነት ኣደራርፋ፡ ኣሰራርዓ ግጥሚን ኣዘያይማን ኣቓልቦ ዝሓትት’ዩ።

XS
SM
MD
LG