No media source currently available
ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፊልትማን ትማሊ ሶኑይ ግንቦት 10,2021 አዲስ አበባ ምእታዎምን ምስ ሰበ ስልጣን'ታ ሃገር ምዝርራቦምን ኤኤፍፒ ሓቢሩ'ሎ::