ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፌስቡክ ኣንጻር ዓሌት ሮሂንጋ ኣብ ዝተኻየደ ምጽናት ዓሌት ተራ ከምዝተጻወተ ኣሚኑ


ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ፌስ ቡክ ኣብ ማይነማር(በርማ) ኣንጻር ዓሌት ሮሂንጋ ኣብ ዝተኻየደ ምጽናት ዓሌት ተራ ከምተጻወተ አሚኑ።

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ መርመርቲ ሕቡራት ሃገራት እቲ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ነቲ ናይ ጽልኢ ዘመተ ኣብ ምእላይ ኣድማዒ ስራሕ ኣይሰርሓን ክብል ከሲሶም ኔሮም።

እቲ ውጽኢት ምርመራ ፌስቡክ ኣንፃር ምብታን ናይ ጽልኡ ዘረባታት ስጉምቲ ክወስድ ኣለዎ ይብል።

XS
SM
MD
LG