ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፊልም "ብዕድላ" ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ሽልማት ትዕወት


ኣብ ኤርትራ ዝተሰርሓት ፊልም 'ብዕድላ' ኣብ ኣሜሪካን ኤውሮጳን ኣብ ዝካየዱ ናይ ፊልም ፈስቲቫላት ትወዳደር ኣላ። ዛጊት ሓደ ሽልማት ተዓዊታ'ላ ኣብ ካልኦት'ውን ንሽልማት ትቀራረብ ኣላ ይብል ደራስን ዳይሬክተርን ናይታ ፊልም ክብሮም ማእከለ።

" ፊልም ብዕድላ ናይ ሓንቲ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ናብ መርዓ ብሓይሊ ብዓመጽ ብሽፈጥ ብምትላል ትኣትዎ ትገልጽ ፊልም'ያ::"

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ፊልም "ብዕድላ" ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ሽልማት ትዕወት
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:13 0:00


XS
SM
MD
LG