ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈደራል ዓቃቢ ሕጊ ንኣቶ ጌታቸው አሰፋ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ንምእታው ምስ ክልል ትግራይ ይዘራረብ ምህላው ኣፍሊጡ


አቶ ዝናቡ ቱኑ
አቶ ዝናቡ ቱኑ
ፈደራል ዓቃቢ ሕጊ ንዋና ዳይሬክተር ደሕንነትን ስለያን ዝነበሩ ኣቶ ጌታቸው አሰፋ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ንምእታው ምስ ክልል ትግራይ ይዘራረብ ምህላው ኣፍሊጡ።

ዓቓቢ ሕጊ ሎሚ ከምዘፍለጦ ኣቶ ጌታቸው ኣብ መቐለ ከምዘለውን ብፖሊስ ክደለዩ ከምዝጸንሑን ካብ ቤት ፍርዲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ክኣትው ትእዛዝ ኣቐዲሙ ምውጽኡ ይፍለጥ ኢሉ’ሎ።

እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ዝኽበር በዓል ልደት ምክንያት ብምግባር ልዕሊ 500 እሱራት ብይቅሬታ ክፍትሑ ምኳኖም ፈደራል ዓቃቢ ሕጊ ሓቢሩ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ናይ ሎሚ ፈነወ ተኸታተሉ።

XS
SM
MD
LG