ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈደረሽን ኣትለቲክስ ዞባ ማእከል ኤርትራንብሉጻት ኣትለታትን ኣሰልጠንትን  ምትብባዑ ተገሊጹ


ፈደረሽን ኣትለቲክስ ዞባ ማእከል ኤርትራንብሉጻት  ኣትለታትን ኣሰልጠንትን  ምትብባዑ ተገሊጹ

ፈደረሽን ኣትለቲክስ ዞባ ማእከል ኤርትራ ኣብ 2019-2020 ኣብ ሃገራውን ኣህጉራውን መድረኻት ብውህሉል መምዘኒ ነጥቢ ልዑል ውጽኢት ንዘመዝገቡ ኣትለታትን ኣሰልጠንትን ዓርቢ 27 ነሓሰ,2021 ናይ ኣፍልጦን መተባብዒን ሽልማት ዓዲሉ።

ኣብ’ቲ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት 36 ኣትለታት፣ 8 ኣሰልጠንቲ፣ ኣበርክቶ ዝገበራ ምምሕዳር ከባቢታት፣ ትካላትን ውልቀሰባትን ተሸሊሞም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::



XS
SM
MD
LG