ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈሪሱ ዝነበረ ድልድል ተከዘ ተጸጊኑ ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ተገሊጹ


ፈሪሱ ዝነበረ ድልድል ተከዘ
ፈሪሱ ዝነበረ ድልድል ተከዘ

ቅድሚ ክልተ ኣዋርሕ ፈሪሱ ዝነበረ ድልድል ተከዘ፡ ተጸጊኑ ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ፡ ቢሮ ኮንስትራክሽን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ገሊጹ። እቲ ቢሮ ከም ዝገለጾ ንከተማ ሽረ እንዳ ስላሴ ምስ ከተማ ማይጸብሪ ዘራኽብ መስመር ብዓቕሚ ትካላት እቲ ክልልን ህዝቢን ከም ዝተሃነጸ ኣፍሊጡ ኣሎ።

ድልድል ተከዘ ብመን ከም ዝፈረሰ ክልቲኦም ወገናት ክካሰሱ ምጽናሖም ይዝከር።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ፈሪሱ ዝነበረ ድልድል ተከዘ ተጸጊኑ ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:47 0:00


XS
SM
MD
LG