No media source currently available
ፈላማይ ዓለምለኸ ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ብቐዳም ኣብ ከተማ መቐለ ምብጽሓን ተገሊጹ። ካብ ዓለምለኸ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ መስቀልን ኢትዮጵያ መድሃኒትን ቀረብን ዝጸዓና ሸውዓተ መካይን መቐለ ምእታወን ተሓቢሩ’ሎ። ዞባዊ ዳይሬክተር ቀይሕ መስቀል ፓትሪክ የሱፍ እቲ ሓገዝ ንሆስፒታላትን ንዝያዳ ሓገዝ ዘድልዮም አካል’ቲ ሕብረተሰብ ከምዝውዕል ገሊጾም ኣለው።