ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቦኽሪ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራውያን ነበርቲ ኣሜሪካን ካናዳን

ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ዝነብሩ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክልታ ዳግም ተጠርኒፎም ምንቅስቓስ ጀሚሮም። ዝሓለፈ ዓርብን ቀዳምን ኣብ ቨርጂንያ ፈላማይ ዓመታዊ ውድድርን ጉዕዞ ብሽክለታን ዝገበሩ`ዞም ብሽክለተኛታት፡ ብደቂ-ተባዕትዮን ደቀንስትዮን ዝተጠርነፉ ኾይኖም፡ ናይ 30ን 40ን ማይላት ርሕቐት ብምኻድ ውድድራቶም ዛዚሞም ኣለዉ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG