ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፀገም ዝስተ ማይ ከቃልል ትጽቢት ዝተገበረሉ ፕሮጀክት ግባ ህንጸት ጀሚሩ


ፕሮጀክት ዝስተ ማይ ገረብ ግባ ካብ ቻይና ብዝተረኽበ ናይ ገንዘብ ልቓሕ ይህነጽ ከምዘሎ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም።

ፕሮጀክት ዝስተ ማይ ገረብ ግባ ካብ መንግስቲ ቻይናን ክልል ትግራይ ምስ ዘውፅኦ ገንዘብ ሓዊሱ 9 ቢልዮን ብር ከምዝውድእ ተሓቢሩ።

ኣብቲ ምጅማር ህንፀት ዝስተ ማይ ገረብ ግባ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሪፖብሊክ ሃገረ ቻይና ታንጄይን ተረኪቦም መደረ ኣስሚዖም።

ምሉእ ትሕዝቶ ካብዚ ምስማዕ ይከኣል።

ፀገም ዝስተ ማይ ከቃልል ትጽቢት ዝተገበረሉ ፕሮጀክት ግባ ህንጸት ጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:41 0:00


XS
SM
MD
LG