ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጾም ሮሞዳን ምስ ስእነት ቀረባት


ጾም ሮሞዳን ምስ ስእነት ቀረባት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:57 0:00

ጾም ሮሞዳን ምስ ስእነት ቀረባት

ቅዱስ ጾም ሮሞዳን ኣመንቲ ምስልምና፡ ኣብ ሰዓታት ኢፍጣር ሓቢሮም ዝካፈልሉን ብሓንሳብ ዝስዕሩሉን ልምዲ’ዩ። ሕጂ ኣብ ትግራይ ምስ ዘሎ ስእነት ቀረባት ኣመንቲ እንታይ ፍልልይ ርእየምሉ? ወኪልና ሙሉጌታ ኣፅብሃ ካብ መቐለ፡ ዝለኣኾ ጸብጻብ ኣሎ ኣብዚ ንከታተሎ

XS
SM
MD
LG