No media source currently available
ቅዱስ ጾም ሮሞዳን ኣመንቲ ምስልምና፡ ኣብ ሰዓታት ኢፍጣር ሓቢሮም ዝካፈልሉን ብሓንሳብ ዝስዕሩሉን ልምዲ’ዩ። ሕጂ ኣብ ትግራይ ምስ ዘሎ ስእነት ቀረባት ኣመንቲ እንታይ ፍልልይ ርእየምሉ?