ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

 ጾመ -ኣርብዓ ኣብ ክልል ትግራይ


ጾመ-ኣርብዓ'ዩ ዘለናዮ ወርሒ። ብኣመንቲ ክርስትና ክርስቶስ ዝጾመሉ 40 መዓልታት ብምኽታል ይጽወም። ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ ቅልውላው ኣብ ግምት ብምእታው ጾመ-ኣርብዓ'ኸ ከመይ ይዝከር ይህሉ። ኣብ ከተማ መቐለ ዘሎ ጾመ-ጸሎት ዝተዓዘበ ኣለም ፍስሃ ንዝምልከቶም መራሕቲ ሃይማኖት ብምዝርራብ ዘዳለዎ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ጾመ -ኣርብዓ ኣብ ክልል ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:08 0:00


XS
SM
MD
LG