ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ጽልዋን ኣበርክቶን ቀዳሞት መራሕቲ ደቀንስትዮ ብኣዒንቲ መንእሰያት ነጥፍቲ
ቅድሚ ውሑድ መዓልታት ዝሞታ ቀዳመይቲ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ምርኵስ ብምግባር ንጽልዋ ክልተ ዓበይቲ ፖለቲካውያን መራሕቲ ክንርኢ ኢና።
ፌሩዝ ቐይሲ ካብ ዓዲ-እንግሊዝ ከምኡ’ውን ማአዛ ግደይ ካብ ኣመሪካ’የን። ክልተአን ኣብ ማሕበረኮማተን ንጡፋት ኣባላት ኰይነን፡ ንተራን ኣበርክቶን ማድሊን ኦልብራይትን ማርጋረት ታቸርን ምርኵስ ዝገብረ ዕላል ኣካዪድና ኣሎና።