No media source currently available
ቅድሚ ውሑድ መዓልታት ዝሞታ ቀዳመይቲ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ምርኵስ ብምግባር ንጽልዋ ክልተ ዓበይቲ ፖለቲካውያን መራሕቲ ክንርኢ ኢና። ፌሩዝ ቐይሲ ካብ ዓዲ-እንግሊዝ ከምኡ’ውን ማአዛ ግደይ ካብ ኣመሪካ’የን። ክልተአን ኣብ ማሕበረኮማተን ንጡፋት ኣባላት ኰይነን፡ ንተራን ኣበርክቶን ማድሊን ኦልብራይትን ማርጋረት ታቸርን ምርኵስ ዝገብረ ዕላል ኣካዪድና ኣሎና።