ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጻንሒት ምስ ጋዜጠኛ ምሕረት ዑቕባይ


ጻንሒት ምስ ጋዜጠኛ ምሕረት ዑቕባይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:52 0:00

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ንጋዜጣ ኣዲስ ፎርቹን ካልኦት ማዕከናት ዜናን ክትሰርሕ ዝፀንሐት ጋዜጠኛ ምሕረት ዑቕባይ ኣብቲ እዋን ኲናት ካብ ትግራይ ጸብጻብ ንምድላውን ንምትሕልላፍን እቲ ብዓይንና ዝረአናዮ ፍፃመ ንምንጋር ኣዝዩ ከቢድ ዝነበረሉ እዋን እዩ ትብል። “ብፍላይ ኣብተን ናይ ፈለማ ሸሞንተ ኣዋርሕ ክበፅሕ ንዝኽእል ሓደጋ ተሓታቲ ዝኸውን ኣካል ኣብ ዘይብሉ ውሕስና ኣብ ዘይትረኽበሉ ከባቢ ኮይንካ ምስራሕ ኣዝዩ ከቢድ ነይሩ” ትብል።

XS
SM
MD
LG