ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጸገም ስደተኛታት ንምፍታሕ ዝዓለመ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ይቃናዕ'ሎ


ፀገማት ስደተኛታት: ካብ ስደት ተመለስትን ውሽጣዊ ተመዛበልትን ንምፍታሕ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃን ወከልቲ ዓለምለኸ ውድባትን ኣብ ኢትዮጵያ ተኣኪቦም ኣለው።

ኣብ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ጎንፅታትን ፖለቲካዊ ቅልውላውን ቁፅሪ ውሽጣዊ ተመዛበልቲ ይውስኽ ምህላው ይፍለጥ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG