ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጸብጻብ ቃለ መሕተት ፕረ. ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት


ናይ ኤርትራ ፕረዚደነት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ቅድሚ ሎሚ ምትዕርራይ ደሞዝ ዘይተገበረሎም ትሕቲ ካልኣይ ደረጃ ደረጃ ትምህርቲ ዘለዎምን ብምሕረት ናብ ስርሖም ዝተመልሱን ሰራሕተኛታት ካብ 2018 ዝሕሰብ ናይ ደሞዝ ምትዕርራይ ከምዝተገበረሎም ተዛሪቦም።

ፕረዚደንትት ኢሳያስ ንጉዳይ ሽግር ኣባይቲ ብዝምልከት ኣብዝሃብዎ መብርሂ መንግስቲ ክሳብ ሕጂ ዘይተዓወተሉ ጉዳይ ከምዝነበረን ክፍታሕ ዘለዎ መሰረታዊ ሽግር ምዃኑን ድሕሪ ምጥቓስ ዝተጀመሩ ስርሓት ኣብ 2020 ምዝዛም ሓደ ዕማም ከምዝኸውን ሓቢሮም።

ኣብዚ ዓመት ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ዘራኽቡ ፅርጊያታት ናይ ምስፋሕን ምፅጋንን ስራሕ ከምዝጅምሩ እውን ፕረዚዳንት ኢሳያስ ገሊፆም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ጸብጻብ ቃለ መሕተት ፕረ. ኢሳያስ ኣፈወርቂ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:08 0:00


XS
SM
MD
LG