ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጸብጻብ ሁማን ራይትስ ዎች ዓመተ 2019


መንግስታት ምብራቅ ኣፍሪቃን ቀርኒ ኣፍሪቃን ኣብ ዝተዛዘመ ዓመተ 2018 ዝተኻየዱ ሰላማዊ ተቓውሞታት ፡ መራሕቲ ፖለቲካን ጋዜጠኛታትን ብግልጺ ጨቑኖም ክብል ሁማን ራይትስ ዎች ኣፍሊጡ።

መንግስታት’ቲ ከባቢ ናይ ህዝብታት ሓሳብካ ብነጻነት ምግላጽን መሰል ምእካብን ክኽበር ዝያዳ ክሰርሑን ብዕጡቃት ሓይልታት ዝፍጸሙ ገበናት ናብ ሕጊ ምቅራቦም ከረጋግጹን እቲ ጉጅለ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ካብ ናይሮቢ ሎሚ ኣብ ዝዘግሖ ጸብጻቡ ጸዊዑ’ሎ።

ሁማን ራይትስ ዎች ኣብቲ ሎሚ ዝዘግሖ ጸብጻብ ናይ ልዕሊ 100 ሃገራት ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት መርሚሩ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ጸብጻብ ሁማን ራይትስ ዎች ዓመተ 2019
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:06 0:00

XS
SM
MD
LG