ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጦብላሕታን ኣከባብራን ድርብ በዓላት ኣብ ስደት


ጦብላሕታን ኣከባብራን ድርብ በዓላት ኣብ ስደት
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:33 0:00

ጦብላሕታን ኣከባብራን ድርብ በዓላት ኣብ ስደት

ኣብ ኣመሪካ ካብ ወርሒ ሕዳር ጀሚሩ ክሳብ ወርሒ ጥሪ ተደራራቢ በዓላት ይኽበር። ብዘይካ እቲ ልሙድ ከም መዓልቲ ምስጋና፡ ልደት፡ ሓዲሽ ዓመት ዝበሉ በዓላት መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ክርስትያን ንኣቆጻጽራ ግእዝ ተኸቲሎም ንበዓል ልደት የኽብሩ።

ብዛዕባ እዚ ተደራራቢ በዓላት ጦብላሕትአን ከካፍላና ንኣርባዕተ ኣዴታት ኣዘራሪብና ኣለና።

ወ/ሮ ሙሉ ተኽለሚካኤልን ወ/ሮ ኣለም ዑቕባሚካኤልን ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክፍለ ግዝኣት መሪላንድ ክኾና ኸለዋ፥ ኤልሳ ሃብተ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ፥ወ/ሮ ኣልማዝ ኣርኣያ ድማ ካብ ሻርለት ኖርዝ ካሮላይና እየን።

XS
SM
MD
LG