ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጣሊባን ዕድል ትምህርቲ ዝኸልከለን ኣፍጋኒስታናዊያን ደቂ ኣንስትዮ ሕልመን ክገሃድ ይጽበያ

ጣሊባን ዕድል ትምህርቲ ዝኸልከለን ኣፍጋኒስታናዊያን ደቂ ኣንስትዮ ሕልመን ክገሃድ ይጽበያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:26 0:00

ጣሊባን ዕድል ትምህርቲ ዝኸልከለን ኣፍጋኒስታናዊያን ደቂ ኣንስትዮ ሕልመን ክገሃድ ይጽበያ

ጣሊባን ዕድል ትምህርቲ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብዝኸልከለሉ እዋን ኣፍጋናውያን ኣዋልድ ሕልምታተን ክገሃድ ብሃንቀውታ ይፅበያ።

ምምሕዳር ጣሊባን ኣብ 2021 ወርሒ ነሓሰ ድሕሪ ናብ ስልጣን ምምላሱ ንደቂ ኣንስትዮ ኣፍጋን ኣመልኪቱ ዝተፈላለዩ ትእዛዛት ኣምቢሩ እዩ። ንሳቶም ድማ ንምቁፃር ስራሕ ደቂ ኣንስትዮ፣ ትምህርትን ልዕሊ 70ኪሎሜትሮ መገዲ ብዘይ ካብ ኣባላት ስድረአን ደቂ ተባዕትዮ ወፃኢ ክጉዓዛ ከምዘይክእላ ዝብሉ ይርከብዎም።

XS
SM
MD
LG