ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጠዓመ ወዲ ቐሺ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ስነ-ጥበብ ብዕቱብ ዝነጥፍ መንእሰይ


ካብ ኣስመራ ክሳብ ዓድግራት፡ ካብ ቁልዕነቱ ጀሚሩ፡ ኣብ መኣዲ ስነ-ጥበብ ዝተኣልከ `ዩ። ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ነቲ ስነ-ጥበብ ብምሉእ ልቡ ሒዝዎ፡ ዛጊድ ልዕሊ 50 ግጥምን ዜማታትን ንደርፍቲ ኣበርኪቱ`ሎ።

ጠዓመ ወዲ ቀሺ ኣብ ድርሰት`ውን ይሳተፍ`ዩ። ሓንቲ ናይ ግጥምታት መድበል ዝሓዘት መጽሓፍ ኣሕቲሙ`ሎ።

ምስ ጠዓመ ወዲ ቀሺ ዝተካየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG