No media source currently available
ኣቐዲማ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም መምህር ስነ-ጋዜጠኝነት ዝነበረት ወ/ሮ ብርሃን ወልደገብሪኤል፡ ድሕሪ ምቍራጽ ደሞዝ፡ ህይወታን ናብራ ስድራኣን ንምምራሕ ኣብ ጐደናታት መቐለ፡ እናዞረት፡ ኣስቤዛ ብምሻጥ ትናበር ኣላ። ሎሚ ተዘኪሩ ዝውዕል ዓለምለኸ መዓልቲ ደቀንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ድማ ጋሻ ድምጺ ኣመሪካ ክትከውን ዓዲምናያ ኣለና።