ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጕዕዞ ሳሙኤል ብሓጺሩ፤ ኣመሪካ - ካርሸሊ - ኣመሪካ


ጕዕዞ ሳሙኤል ብሓጺሩ፤ ኣመሪካ - ካርሸሊ - ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:22:35 0:00

ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ሳሙኤል ወልዳይ፡ ኣብ እዋን ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር’ዩ ነይሩ። ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ኣብ በበይኑ ትካላት ከም ዝሰርሐ ዝነግር ሳሙኤል፡ ዳሕራይ ንኣመሪካ መጺኡ ህይወቱ ይመርሕ ነይሩ። ኣብ 2019 “ለውጢ ንምምጻእ” ኢሉ ከም ዝተወደበ ዝሓበረ ሳሙኤል፡ ናብ ኤርትራ ድሕሪ ምኻዱ ብኣሃዱ ጸጥታ ኤርትራ ተኣሲሩ ኣብ በበይኑ ኣብያተ-ማእሰርቲ እታ ሃገር ንኣስታት ሰለስተ ዓመታት ጸኒሑ። ኣብ ወርሒ መስከረም ግን ካብቲ ዝጸንከረ ምዃኑ ዝንገረሉ ብልምዲ “ካርሸሊ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ ቤት ማእሰርቲ ሃዲሙ። ብዛዕባ ጻንሖቱ ኣብ ማእሰርቲን ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን ዕላል ኣካዪድናሉ ኣሎና።

XS
SM
MD
LG