ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ መወዳድርቶም ምክትል ፕረዚደንት ነበር ጆ ባይደን ክሳብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ምርጫ ኣብተን ወንዲ ወሰንቲ ዝኾና ክፍለ ግዝኣታት ወፍሪ ምርጫ ብምክያድ እታ ናይ መወዳእታ ድምጺ ንምርካብ ይፍትኑ ኣለው።
ነዚ ዝምልከት ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።