ኣስመራ —
ግንባር ሓርነት ኦጋዴንን መንግስቲ ኢትዮጵያን ሎሚ ኣብ ኣስመራ ተራኺቦም ብሓባር ንምስራሕ ተሰማሚዖም።
ሓሙሽተ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ምስ ሸሞንተ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ኣብ ኣስመራ ኤርትራ ድሕሪ ምዝርራብ፡ ዕጥቆም ኣውሪዶም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሰላማዊ ቃልሲ ክጽንበሩ ወሲኖም ኣለዉ።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available