ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግብረ መልሲ ዝተፈላለዩ ወገናት ንምምስራት ኮሚሽን ምምሕዳር ወሰንን መንነትን


ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ጉዳይ ወሰንን መንነትን ዝጠመተ ኣዋጅ ኣፅዲቑ’ሎ።

እቲ ንምምስራት ኮሚሽን ምምሕዳር ወሰንን ጉዳያት መንነት ዝፀደቐ ብብዝረኸቦ ዝበዝሓ ድምጺ ኽከውን ከሎ ብምሉኦም 33 ተወከልቲ ክልል ትግራይ ኣባላት ቤት ምኽሪ ነቲ ኣዋጅ ክቓወሙ ኸለው ካልኦት ኣርባዕተ ኣባላት ድማ ብድምፀ ተዓቅቦ እዩ።

እዚ ኣዋጅ ብዝምልከት ዝተፈላለዩ ርእይቶታት ይስምዑ ኣለው።

ካብ ከተማ መቐለ ንፕረዚደንት ማእከላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣቶ ኣብርሃ በርሃን በዓልሞያ ሕጊን አባል ማእከላይ ኮሚተ ውድብ ዓረና ኣቶ ብርሃኑ በርሃን ርእይቶ ኦም ሂቦም ኣለው።

ብካልእ ወገን ምምስራት ኮሚሽን ጉዳያት ምምሕዳራዊ ወሰናትን መንነትን ትኽክል እዩ ክብል ናይ ኣምሓራ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣዴፓን ሓደ ሓደ ምሁራትን ገሊፆም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG