አዲስ አበባ —
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ብፈጻሚ ኣካል ዝቐርብ ናይ ስራሕ ኣፈጻጽማ ሪፖርት ብጥንቃቐ ምርኣይን ምምርማርን ይግባእ ክብሉ ፥ መራሕቲ ተወዳደርቲ ፓርትታት ኣገንዚቦም።
ፖለቲካዊ ምሕደራ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣሳታፍነት ይጎድሎ`ዩ ዝበሉ እቶም መራሕቲ ተቓወምቲ ፓርትታት፥ ንቁጠባ`ታ ሃገር ኣብ ምብርባርን ኣብ ኣፈጻጽማ ፕሮጀክትታትን ዘርኣዮ ስጉምትታት ግን ዝምስገን`ዩ ኢሎም።