ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግብረ መልሲ ኣምባ. ፍስሃ ኣስገዶም ንቃለ መጠይቕ ፕረ. ኢሳያስ ኣፈወርቂ


ኣምባሳደር ፍስሃ ኣስገዶም

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፣ ቅድሚ ትማሊ ኣብ ዝሃብዎ ቃለ መጠይቕ "ህወሓት ዕንቅፋት ሰላም ብምኳን ንውግእ ይዳሎ ነይሩ፣ ናብ አዲስ አበባን ኣስመራንን ንምምራሽ’ውን ወጢኑ ነይሩ" ኢሎም እዮም።

ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ዝነበሩን ሎሚ ኣብ’ዚ ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡን ኣምባሳደር ፍስሃ ኣስገዶም ግብረ መልሲ ሂቦምሉ ኣለው::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ግብረ መልሲ ኣምባ. ፍስሃ ኣስገዶም ንቃለ መጠይቕ ፕረ. ኢሳያስ ኣፈወርቂ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:10 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG