ዋሽንግተን —
መስርሕ ካልኣይ ክሲ ፕረዚዳንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ይካየድ ኣብዝነበረሉ እዋን ዋሽንግተን ዲሲ ከባቢ ህንጻ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ(ካፒቶል ሂል)ኣብ ትሕቲ ፅኑዕ ሓለዋ ኮይና እያ ኣሕሊፋቶ ።
ኣብቲ ጥሪ 6,2021 ዝተኻየደ ዓመፅ ስዒቡ ኣብዛ ሃገር ልዑል ወጥሪ ፖለቲካ ብምህላዉ ድፋዕ ዝመስሉ ፅኑዕ ሓለዋ ዝግበረሎም ሓፁራት ንሓዋሩ ከምኡ ኮይኖም ይተርፉ 'ዶ ይኾኑ ክብሉ ነበርቲ እቲ ከባቢ ይሓቱ ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
ኣቐዲሙ ዝተዳለወ መእተዊ መዝገብ ኣሎዶ ? መእተዊ መዝገብ
ምዝጉብ ተጠቃሚ ኣይኮንኩምን ? ተመዝገብ/ቢ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን