ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግብረ መልሲ ንሕቶ ተመዛበልቲ ኣብ ጉዳይ 'መዓልቱ ዝሓለፎ'ዩ' ንዝብለዎ ቀረብ


ኣብ ከተማ መቐለ ቤት ትምህርቲ ማይ ወይኒ ዘዕቆቡ ተመዛበልቲ፣ መዓልቱ ዝሓለፎ ፊኖን ዘይቲን ተቀሪቡልና ኢሎም ንዘልዐልዎ ሕቶ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ተላኢኹ፣ ጊዚኡ ዘይሓለፎ ምዃኑ ተረጋጊጹ ኢሎም ኣብ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ሓላፊ ጨንፈር ትግራይ ኣቶ ብርሃኑ መኮነን።

እቲ ሪፖርት ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ሰብኣዊ ስራሕቱ ብምፍጻም ናይ ነዊሕ እዋን ተመክሮ ዘለዎ ገባሪ ሰናይ ማሕበር እዩ ይብል ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG