መቐለ —
ገዛኢ ሰልፊ ብልጽግና ንዘተ ሰላም ዘሎ ቅሩብነት ድሕሪ ምግላጹ፡ ግብረ-መልሲ ህዝቢ ክልል ትግራይ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪትና፡ ኣብ መቐለን ውቕሮን ንገለ ካብ ነበርቲ ኣዘራሪብና ኣሎና። ስክፍታኦምን ተስፋኦምን ገሊጾም ኣለው።