ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግብረ መልሲ ቤት ጽሕፈት ቀ/ሚ ንክስታት ክልል ትግራይ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ክካየድ ዝበሃል ምርጫ ስማዊንትርጉም ዘለዎ ጉዳይ ብዘይምኳኑ ፈደራል መንግስቲ ከም ቁምነገር ስለዘይወስዶ ነዚ ንምትዕንቃፍ ዝተወስደ ስጉምቲ የለን ክብሉ ወሃቢ ቃል ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስትር አብይ አሕመድ ኣቶ ንጉሱ ጥላሁንንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም።

እንተኾነ ግን ቦርድ ምርጫ ንምንታይ ዘይሕጋዊ ስራሕን ንሕገ መንግስቲ ዝጥሕስ ተግባር ኣይሰርሓን ተባሂሉ ክውቀስ ኣይግባእን ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ግብረ መልሲ ቤት ጽሕፈት ቀ/ሚ ንክስታት ክልል ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:13 0:00


ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ግብረ መልሲ ቤት ጽሕፈት ቀ/ሚ ንክስታት ክልል ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:14 0:00


XS
SM
MD
LG