ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግብረ መልሲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንመግለጺ ኣርባዕተ አባላት ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ


ኣርባዕተ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጲያ ኲናትን ዘብፀሖ ዘሎ ሓደጋን ቀፂሉ ኣሎ ክብሉ ምኹናኖም ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ ምሕባሮም ዝዝከር እዩ ።

እቲ መግለፂ "ብሚልየናት ዝቁፀር ህዝቢ ንጥምየት ተቃሊዑን ተመዛቢሉን " ይብል ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ግን " ማሕበረሰብ ዓለም ዘይተፃረየ ሓበሬታ ተቀቢሉ ብምግዋሕ ዝሓዞ መርገፂ እዩ" ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG