ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግብረ መልሲ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣሜሪካ ንመጥቓዕቲ ተኹሲ ኒውዝላንድ


ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣሜሪካ ብዛዕባ’ቲ ሎሚ ኣብ ክልተ መሳጊድ ኒውዝላንድ ዘጋጠመ መጥቓዕቲ ተኹሲ ስንባድኦም ብምግላጽ ሓገዝ ክህቡ ድልዋት ምኳኖም ገሊጾም ኣለው።

ሰበ ስልጣን ፖሊስ ኒውዝላንድ ምስዚ ብዝተሓሓዝ ኣብ ልዕሊ ወዲ 28 ዓመት ብሪንቶን ቶራንት ክሲ ኣቕሪቡ’ሎ።

ብተወሳኺ ካልኦት ሰለስተ ውልቀሰባት ምስቲ መጥቓዕቲ ብዝተኣሳሰር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም ተፈሊጡ’ሎ። ቀዳመይቲ ሚንስትር ኒውዝላንድ ነቲ ፍጻመ መጥቓዕቲ ግብረሽበራ’ዩ ኢለን ኣለዋ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ግብረ መልሲ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣሜሪካ ንመጥቓዕቲ ተኹሲ ኒውዝላንድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:14 0:00

XS
SM
MD
LG