ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋዜጣዊ መግለፂ ኣይተ ጌታቸው ኣብ ህሉዊ ኵነታት ኢትዮጵያ


ጋዜጣዊ መግለፂ ኣይተ ጌታቸው ኣብ ህሉዊ ኵነታት ኢትዮጵያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:43 0:00

ኣባል ላዕለዋይ ኣመራርሓ ክልል ትግራይን ወሃብ-ቃል ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡ ንህሉዊ ፖለቲካዊ ምዕባለ ኣመልኪቶም ጋዜጣዊ መግለጺ ሂቦም ነይሮም። ኣይተ ጌታቸው ብዛዕባ ብውድቦም ዝቐረበ ፃውዒት ምቍራፅ ተፃብኦን ምቕባል ብኣፍሪቃዊ ሕብረት ዝምእከል ዘተ-ሰላም ኣመልኪቶም’ውን ጠቒሶም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG