ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ጋዜጣዊ መግለጺ ተዛተይቲ ሰላም ትግራይ
ኣብ መንጎ ንክልል ትግራይ ዝመርሕ ዘሎ ውድብ ህወሓትን ፈደራላዊ መንግስቲን ኣብ ፕሪቶሪያ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተኻየደ ስምምዕ፡ ንትግራይ ወኪሎም ኣብቲ ዘተ ካብ ዝተሳተፉ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤን ንፈለማ እዋኖም ንማዕከናት ዜና እቲ ክልል ብሰንበት መግለጺ ሂቦም።